New Eritrean Movie 2018 ‘Hilina Albo’ a film by Filmon Negus
Share
New Eritrean Movie 2018 ‘Hilina Albo’ a film by Filmon Negus
ኣብ ስነ ጥበብ ሃገርና ዓቢ ግደ ዘበርከተ፡ ትማሊ ጸምዩና ዘስሕቐና ዝነበረ ፍቱው ስነ ጥበባዊ ሓውና በያን ኑር ኣሕመድ፡ ( ቲፋኖስ / ወዲ ቢጫ / ቡሽ ) ብዘጋጠሞ ናይ ርእስን ክሳድን መንሺሮ፡ (Head and Neck cancer ) ንዝላዓለ ሕክምና ንኽሕከም እጃምናን ዓቕምናን ዝፈቕዶ፡ ኣብ ጎኑ ኮይና ኣለናልካ ንበሎ።
ብሕማም ካንሰር ንዝሳቐ ዘሎ ህቡብ ስነ-ጥበባዊ በያን ኑር ኣሕመድ
part1
part2
part3
part4