Source of Informations

ቀዳማይ ሰሙን ቱር ዲፍራንስ ብገምጋም ክልተ ጋዜጠኛታት ስፖርት | VOA

Share
  •  
  •  
  •  
  •  

mer1

ድሮ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተቐዳዳማይ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ብዘመዝገቦ ናይ ዓቐብ መሪሕነት ንጉስ ጎቦታት እተስሚ ጻዕዳ ዝምድራ በዓልቲ ቀይሕ ነጠብጣብ ማልያ ክሳብ ሎሚ ለቢሱ ኣቓልቦ ማዕከናት ዜና ዓለም ስሒቡ ምቕናዩ ይፍለጥ።

​ነዚ ብዝምልከት ክልተ ጋዜጠኛታት ስፖርት ገምጋሞም ኣካፊሎምና ኣለው። ንሳቶም ድማ ኣብ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ኣዳላዊ መደብ ስፖርት ተስፋልደት መብራህቱን ኣዳላዊ ስፖርት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ዝነበረን ኣብዚ ግዜዚ ድማ ማልቲ ሚድያ ፕሮድዩሰር ኣብ ድምጺ ኣመሪካ ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ እዝራ ፍስሃየን እዮም።

ሙሉእ ትሕዝቶ​ ገምጋሞም​ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

ገምጋም ቱር ዲ ፍራንስ

Comments

comments