VOA | ቂሔ-ጽልሚ፡- ካብ ኣስመራ ብዛዕባ መም ኣስረስ ተሰማ፡ ካብ መቐለ ብዛዕባ ኣኒመሽን ፊልም ሪዮ ፓፓጋሎ

ቂሔ-ጽልሚ፡- ካብ ኣስመራ ብዛዕባ መም ኣስረስ ተሰማ፡ ካብ መቐለ ብዛዕባ ኣኒመሽን ፊልም ሪዮ ፓፓጋሎ 4A6F0B05-0B5D-4289-87CB-1E0F072E3D30_cx0_cy19_cw0_w300_r1_s_r1


ካብ ኣቦታት ባህልን ሙዚቃን ሓደ ዝነበሩ መምህር ኣስረስ ተሰማ፡ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ከምዝሓለፉ ይፍለጥ። ኣብ ማሕበር ትያትር ኣስመራን ድሕሪኡን ምስእኦም ዝሰርሐ ገዲም ድምጻዊ ኣላሚን ዓብደለጢፍ ተዘክሮታቱ ኣካፊሉ`ሎ።

እቲ ብዓለም ለኸ ደረጃ ዝፍለጥ ብራዚላዊ ፊልም ኣኒሜሽን ሪዮ ፓፓጋሎ ናብ ትግርኛ ተተርጕሙ ኣብ ከተማ መቐለ ንምርኢት ቀሪቡ’ሎ።

ግርማይ ገብሩ ምስ ተርጓሚን ኣላይን ከምኡ እውን ምስ ኣሰናዳእትን ተዋሳእትን እታ ፊልም ኣዋጊዑ’ሎ።
ንኽልቲኡ መደባት ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡ VOA

Comments

comments

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *