VOA | ተፃባእቲ ደቡብ ሱዳን ሰኑይ ስምምዕ ሰላም እንተ ዘይፈሪሞም ስጉምቲ ክውሰዶም’ይ-፡ ሕብረት ኣውሮጳ

lead_large

ተፃባእቲ ደቡብ ሱዳን ሰኑይ ስምምዕ ሰላም እንተ ዘይፈሪሞም ስጉምቲ ክውሰዶም’ይ-፡ ሕብረት ኣውሮጳ

ተፃባእቲ ደቡብ ሱዳን ብመሰረት’ቲ ዝተነበረወሰን ግዜ ዝመፅእ ሰኑይ ስምምዕ ሰላም እንተዘይፈሪሞም ስጉምቲ ከም ዝውሰዶም ሕብረትኣውሮጳ ኣጠንቂቁ። ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒኣፍሪካ ኣሌግዛንደር ሮንዱስ እንታይ ዓየንትስጉትሚ ከምዝውሰዶም ባዕሎም እቶምተነሓናሕቲ ወገናት ይፈልጡዎ እዮም ኢሎም።

እቲ ዝተነብረ ወሰን ጊዜ ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎእቲ ዝግበር ድፍኢት እውን እናወሰኽ ይኸይድኣሎ። ሕብረት ኣውሮጳ ድፍኢት ይገብሩ ካብ ዘለው ኣካላት ሓደ እዩ።ኢጋድ ፕላስ ተባሂሉኣብ ዝፅዋዕ ጉጅለ ኣባል ናይ ዝኾነ ሕብረትኣውሮጳ ፍሉይ ልኡኽ ኣሌግዛንደር ሮንዱስ ነቲወሰን ግዜ ዘይምኽባር መቕፃዕቲ ከስዕብ እዩኢሎም።

ነቲ ድርድር ካብ እንጅምሮ 18 ኣዋርሕገይሩ’ሎ።ዓሰርተታት ኣሽሓት ሰባት ተቐቲሎምኣለው።ኣብ ስቓይ ዝርከቡ ህፃናት ክንደይከምዝኾኑ፣ ዝተተልተላን ፆታዊ መጥቓዕቲዝተፈፀመን ድቂ ኣንስትዮ ክንደይ ከምዝኾናእግዝሄር ይቑፀረን።

ስለዚ ኣብ ስምምዕ ምብፃሕ ተስፋ ናይምግባርን ዘይምግባርን ጉዳይኣይኮነን።ተቐናቐንቲ ወገናት ሓላፍነቶምእንተድኣይ ዘይተዋፂኦም ዝፍጠር ህውከትንዝውሰዶም ስጉምትን ንዕኦም እውን ክፀርጎምእዩ።ብዓለምለኸ ማሕበረሰብ ዝውሰዱዝተፈላለዩ ስጉምትታት ድማ ንሶም እውንይፈልጡዎ እዮም።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ኣብዚ ጠውቁ።

 

Comments

comments

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *